TRmusic
TRmusic

baby I'm waza 2

baby I'm waza 2

65 Plays

12 Jan 2020

Baby I'm woza(2) ክፈቶ ልብኻ ኢልክኒ ባዕልኺ ናበይ ደኣ ኬድኪ ልበይ ከፊትክኒ ናይ ርሕቀት ፍቅሪ ዘይተርፈኒ መጻወቲ ጥራይ ኮይኑ ገራህ ልቢ Baby im woza(2) ስለኺ ኢለ ዝፈተንክዎ ሓሳባተይ ኩሉ ፋሕ ፋሕ ኣቢልዎ ኣጀሚርኪ ዘይትቅጽሊ ስለምንታይ ንዓይ ተጉዪይኒ Baby im woza(2) ድሓነይ ግን የቀንየለይ ሳላኺ የ ተማሂረ ዓቅመይ ፍቅሪ ዕዉር ስኢንንኒ ሃዲመ'ንዴ ኣበይ ክረኽበኒ

3 Comments

Leave a comment

@Factsalive send some support and likes back to my 3 new songs. #Generation2

👈✍️🔥🔥🔥🔥

4 years ago

Baby I'm woza(2) ክፈቶ ልብኻ ኢልክኒ ባዕልኺ ናበይ ደኣ ኬድኪ ልበይ ከፊትክኒ ናይ ርሕቀት ፍቅሪ ዘይተርፈኒ መጻወቲ ጥራይ ኮይኑ ገራህ ልቢ Baby im woza(2) ስለኺ ኢለ ዝፈተንክዎ ሓሳባተይ ኩሉ ፋሕ ፋሕ ኣቢልዎ ኣጀሚርኪ ዘይትቅጽሊ ስለምንታይ ንዓይ ተጉዪይኒ Baby im woza(2) ድሓነይ ግን የቀንየለይ ሳላኺ የ ተማሂረ ዓቅመይ ፍቅሪ ዕዉር ስኢንንኒ ሃዲመ'ንዴ ኣበይ ክረኽበኒ

You may also like