TRmusic
TRmusic

The Vision

The Vision

37 Plays

10 Feb 2022

It's in Tigriyina. ተኩስ ንዓ ተመለስ ን ዓዲ ይሕሸኒ ካብ ዝጽዋዕ ስዲ ዓዲ ዓዲ ዝጉሰስ ለማኒ መንፈስ ን ስጋ ዝበኣስ ሃዳኒ ቂምታ ዝገብር ምስ ሕሉፍ ዝበኣስ ሓዳር ዝገብር ምስ ጽሉል ዝኮሓል ን ተስፋ ኣሲሩ ምስ ፍርሒ ዝምሕል ን ጽልኢ ኣሕሊፉ ምስ ፍቅሪ ዘማርር ክቃልስ እየ በይነይ ተዓጢቀ ክምለስ እየ ፈጣሪ ኣሚነ ክድሕን እየ ንመንዶ በዲለ ን ስጋይ ቀቲለ ንነፍሰይ ከድሕን ናይ በይነይ ቃልሲ ኣምላኸይ ምስክር ዘይስማዕ ድምጺ ናይ ዉሽጢ ኣዉያት ዘይርዳእ ሓዘን ዝቅበር ኣብ ጸላም ሰላም ሰላም ወልፊ ስኽራን ጥፋእ ጥፍእ ሕልሚ ዳህራን ናዓ ናዓ ሓቂ ሃብቲ ርሓቅ ርሓቅ ምስ ዓለም ዝሓጢ ወዲ ሓወይ ኣለኻ ዶ ወዲ ሓፍተይ ኣለኻ ዶ ናይ መጻኢ ቃለይ ስምዓዮ ብማዕዶ ክትርእየካ እልምን ክትብለኒ ኣኮ እዝንኻ ሰዉኣዮ ክሰፍሕ ርእስኻ ምክንያት ስምብራተይ Rap ክገብረልካ ኣስተውዕል ተማሃር ስምዓኒ ከዘንቱ ታሪኸይ ክነግር ምስ ዕለት ክነብር ንእስነት ከይርሳዕ ዘይብሉ ምስክር ክቃለስ እየ ኣነ ታሪኸይ ክነግር

6 Comments

Leave a comment

dope song bro love the beat considering put some more promotion on it

@Factsalive come check out my new song I posted up. #Generation2

🔥🔥🔥🔥🔥💯

You may also like