9
108

ተኩስ ንዓ ተመለስ ን ዓዲ ይሕሸኒ ካብ ዝጽዋዕ ስዲ ዓዲ ዓዲ ዝጉሰስ ለማኒ መንፈስ ን ስጋ ዝበኣስ ሃዳኒ ቂምታ ዝገብር ምስ ሕሉፍ ዝበኣስ ሓዳር ዝገብር ምስ ጽሉል ዝኮሓል ን ተስፋ ኣሲሩ ምስ ፍርሒ ዝምሕል ን ጽልኢ ኣሕሊፉ ምስ ፍቅሪ ዘማርር ክቃልስ እየ በይነይ ተዓጢቀ ክምለስ እየ ፈጣሪ ኣሚነ ክድሕን እየ ንመንዶ በዲለ ን ስጋይ ቀቲለ ንነፍሰይ ከድሕን ናይ በይነይ ቃልሲ ኣምላኸይ ምስክር ዘይስማዕ ድምጺ ናይ ዉሽጢ ኣዉያት ዘይርዳእ ሓዘን ዝቅበር ኣብ ጸላም ሰላም ሰላም ወልፊ ስኽራን ጥፋእ ጥፍእ ሕልሚ ዳህራን ናዓ ናዓ ሓቂ ሃብቲ ርሓቅ ርሓቅ ምስ ዓለም ዝሓጢ ወዲ ሓወይ ኣለኻ ዶ ወዲ ሓፍተይ ኣለኻ ዶ ናይ መጻኢ ቃለይ ስምዓዮ ብማዕዶ ክትርእየካ እልምን ክትብለኒ ኣኮ እዝንኻ ሰዉኣዮ ክሰፍሕ ርእስኻ ምክንያት ስምብራተይ Rap ክገብረልካ ኣስተውዕል ተማሃር ስምዓኒ ከዘንቱ ታሪኸይ ክነግር ምስ ዕለት ክነብር ንእስነት ከይርሳዕ ዘይብሉ ምስክር ክቃለስ እየ ኣነ ታሪኸይ ክነግር

9 Comments

Leave a comment

2 years ago

check out my tracks return the favor Bars: Dope 🔥 Delivery: Dope 🔥 Impression: Dope 🔥

2 years ago

Bars: Perfect 💯 Delivery: Perfect 💯 Impression: Perfect 💯

YOOO HOLY SHIT CALL THE FIRE DEPARTMENT THIS SHIT ISS HOTTT 🔥🔥🔥🎶🎶 I’m 15 so please show me some feedback, and I recently made a diss track, so lemme know please?? 🔥🔥🤝🤝🎶🎶 we can also workk Bars: Perfect 💯 Delivery: Perfect 💯 Impression: Perfect 💯

You may also like